ዜና ትግራይ ቲቪ ሕዳር 12/2011 News Tigray Tv 21/11/2018

47


ዜና ትግራይ ቲቪ ሕዳር 12/2011 News Tigray Tv 21/11/2018
ዚኦም ዝዋጉኡና ዶ ይመሰለኩም አይዋጉኡናን ብድሕሪት ኮይኖም እዮም ሓዊይ ዝልኩሱ

47 Comments
  1. gal mekele says

    👌👌👌💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  2. Fenkil Gaim says

    Hello ethiopian tigrigna i wish good life from eritrean tigrigna😍.adgi nab adgu eyu fekera abab tigrigna ayserhn eyu beluluna bejakum nezom bfekera znebru aadug

  3. Yordi Gual Guesh Yordi Gual Guesh says

    😍😍😍😍😍❤❤❤❤

  4. tsere Hasewti says

    Wedi afom gena andarkebe netom weyn ab bet masertita ketiwom ayu

  5. tsere Hasewti says

    Fooooo lekhbatat agame

  6. LAg ha Haaa says

    Mengsti tigray aytdendn aslam aksum hteom melselom kab wdqetkum temeharu zkefe ewn alo eyu atum aslam ewn lomi tesfa hibu xbah nzgefakum mengsti edl aythabu. Mesel endahatete mesel zklkl mengsti zeru zeru tesearay eyu

  7. Na Te says

    ትግራይ ዓደይ ሰማይና ምድሪን ዘፈጠረ ልዑል እግዚአቢሄር አይፈለየኪ ሰላምኪ ምሕረትኪ በረከትኪ ረዲኤትኪ ፍቅርኪ ሓጎስኪ ናፅነትኪ ከም ምድሪ ሓሸዋ ከም ከዋክብት ሰማይ ይሃብኪ የብዛሓዮ ፈጣሪ!!!! እመቤትና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብወዳ ብእየሱስ ክርስቶስ ትባርኪ ትግራይ ምዓረይ!!! ቅዱስ ሚካኤል፥ቁዱስ ገብሪኤል፥ቅዱስ ሩፋኤል፥ቁዱስ ዑራኤል፥ቁዱስ ራጉኤል፥ቁዱስ ሳቁኤል፥ቁዱስ ፍኑኤል፥ቁዱስ አፍኒን፥ቁዱሳናት እልፊ ወትእልፊ መላእክቲ ፥99 ቁዱሳን ነገደ መላእክቲ፥ቁዱሳን ማሕበረ መላእክቲ እና ቁዱሳን ሰማዕታት ፃድቃናት መኖኮሳት ቀሳውስቲ ጳጳሳት ካህናት ዲያቆናት ሃዋሪያታት ነብያታት እና 24 ቁዱሳናት ካህናተ ሰማይ እና ኩሎም ቁዱሳናት ይባርኩኪ አይፈለዩኪ ፀላኢኪ የጥፉኡልኪ ትግራይ ሽኮር አምላክ ብቅድመኪ ይቅደመልኪ ጥበብን ምስትውዓልን ይሃብኪ የትረፍርፈልኪ ፀጋና ሞጎስን ይሃብኪ ፀላኢኪ ንዘልዓለም የጥፈአልኪ ቼሩ እግዚአቢሄር!!! ብአምላኪ ብቼሩ እግዚአቢሄር ፍቅሪ ንዘልዓለም ይማርኪ ብልብኪ ናይ እግዚአቢሄር ሕጉና ትእዛዛቱ ወንጌሉ ፍቅሩ ኩሉ ይሳለልኪ ይፃሓፈልኪ አምላክ ሓፍ ሓፍ ሓፍ የብልኪ ፀላኢኪውን ይሕፈር ስሙ ይጥፍእ አይፀዋዕ ካብ ምድሪ ገፅ ይጥፍእ ከም ጢስ በኒኑ ይጥፍእ ይበተን!!!!:::

  8. ሊሊ የማርያም ልጅ ነኝ S201 says

    አጀኪ ትግራይ ዓደይ አለናኪ ደቅኪ

  9. Mengstab Zerea says

    What kind of Rabbit man is this.He is talking like 7 or 8 age kind.

  10. Mehari Best says

    ህዝቢ ትግራይ ኣስላማይ ክርስትያኑ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ሓድነትና ኣብ ግብሪ ኣሪዩ አዩ ሕጂ አውን ናይ ኣቦታትና ኣቦሓጎታትና ጀጋኑ ኣይነዕብርን ክብሪን ሞጎስን ኒሰማአታትና ህዝባዊ ነዊሕን መሪርን ዩ ዓወትና ናይግድን ዩ።

  11. Dani Tesfay says

    Ajkum tegru gebrie Kufe xebhe ketgmetlom eya ajkum tegru jegnu

  12. Aman Andom says

    Debre hizkaya nitigray titihil aleka. Tebaraber

  13. Tesfay Markos says

    እዚ ኹሉ 16ዓመትአዋልድን አወዳትን ምሳኹም ዝተቃለስ ስልጣን ምስሓዝኩም ብዘይ ሃደ ሰልዲ ከይሃብኩሞ ኪድ አይንፈልጠካን ኢና ኢልኩም ዝረፈትኩሞም ናይቲ ጅግና ተጋዳላይ ሓውኹም ዝገፋእኹሞ ግፍኢዩ እዚ ኹሉ ወሪድኩም ዘሎ ጊዜ ናብርእስኹም ተገምጢላትኩም የሕዋትኩም ምሳኹም ክመዉት ዝተቀረበ ጅግና ንሕና ስልጣን ሒዝና ኢና ኪድ ንገዛኺ ንገዛኻ አይንፈልጠካን ኢና ይባሓል ? ሕጂ ድማ እንታይ ደሊኹም ከምቀደም ከተታዓሻሽዎ ደሊኹም መጀመርታ ተጋጊኹም ሕጂውን ነዚ ምሽክናይ ሕዝቢ ካሕሳ ክትክሕስዎ ምተገበአ ንስኻትኩም ግና አብጊዜ ሽግርኩም ንዑ ሓግዙና ትብሉ አብቲ በይንኹም ክትበልዑ ንሕዝቢ ትግራይ ዓዲምኩሞ ኔርኩም ሕጂ ምስጎየይኹም ግና ንሕዝቢ ትግራይ ዘኪርኩሞ ከምታ በይንኹም ዝበላዕኹማ በይንኹም ሳሕንዋእታ በትሪ ተጠውያ ናባኹም መጽያ አላ መክትዋ በይኑ ዝበለዓ በይኑዩ ዝመውት ሓውኻ ደርቢኻ ጋና ይሕቀፍ በል ሕጂ ርኣዮ ጋና ተሃሸካስ

  14. miki. kahasay says

    ኣለና ትግራይ ዓደይ እጆኪ

  15. Haymanot እግዚያብሄር ያድናል። says

    ንሣቶም።ምቀኛታት።አብ፡ጦርነት።ክንአትው።ይደልዩ።እዮም።ግን።ትግእሥቲ።ካድልይ።እዩ።።አጆኩም።ካብዞም።ሀሣዳት።ያድህነኩም።

  16. Shewit Tewolde says

    There is only one enemy of Eritreans and Tigrayans. He is isayas afwerki

  17. Shawley Meley Edaga Arbi says

    Kkkkkk ata ezi hzbi denakoro eyu mesleni kkkkk. megsti woyane kitefie alewo hzbi tigray bselam kinebir metan..

  18. metan xbah khayesih kab lomi sami sami says

    Ab tgray kndey aynet ቃንቃ ትግሪና ኣሎ ከም ድመስለኒ ኣርባዕተ ዕይነት ቃንቃ ትግሪና ኣሎ

  19. Ka Al says

    Tigray jegna adi jeganu.

  20. Ka Al says

    There is no more EPRDF; it is replaced by Dergs. amara elits and their slaves have totally replaced EPRDF. Tigray raise do not sleep.

  21. Ka Al says

    Tigray raise up ; your enemies raising from their gravyards and their fox holes and coordinating to destroy tigray. Literally Derg has come back from its grave now cooperating with Shabiya as well.

  22. ሃያት ጓል ራያ:: says

    መርሓባ ደቂ ትግራይ ናይ ባሃቂ ኢስላም ሰላም ኢዩ:: ግና ሕጅ ውን ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ክትሓግዙና ዝግባዓኩም ነገር ኣሎ ንምንታይ ኣብ ኣኽሱም ዙለዉ ተጋሩ ኢስላም መስጅድ ደይሰርሕሎ ንምንታይይይይይ??? ን ትግራይ ኣዱ ዘይተጋደለ ዘይሞተ ዘይቆሰለ ዘይሰንከለ እስላማይ ኣሎ ዲዩ ትብሉ? ?? ዋላስ ደቅባት ኣይኮኑን ትብሉለኹም መልሲ ነዓኹም ?? ግን ጸርፊ ኣይደልይን?? ተኪዒልኩም ን ጉሮሮኹም ተዛርቡ

  23. TLC Method says

    Ye Tigray meslimoch mebt ykeber. mesjid yseralachew be aksum. democracyawi meselachew new

  24. Ayeler Aberra says

    How can you trust leaders that left their people to this level. Spending billions of dollars somewhere else to grab more money while their people struggled for clean water. We don’t need you, you traitors. Talking about sacrifices as if you kept the promises of your comrades.

  25. ምዚ ኣድናቂት ናይ እቲ ጅግና ሕልፍ ኣለሙ says

    ቃልስኩሙ ትዓወቱ ደቂ ትግራይ

  26. Zufan Haile says

    👌👌👌👌👌❤❤❤❤

  27. Tekle Woldetateos says

    ባዕልኩም ኢኩም ኢሳያይስ ክነብር ኣፍቂድኩሙሉ ካብ ስሩ ክማሓው 100% ዕድል ኔሩ እዩ እዚ ቶንኮሎኛ

  28. Selam Selam says

    selamekm yebzhiyoe deik Tigery Jegane ♥♥♥♥

  29. semuye love says

    Ata baelom hiwuhat agdeomukum eyom mesakin hizbi tigray woyane akuciltkum hgi msea kitmetu ela abeu tehbea

  30. Zerezghi Weldeab says

    Axniekn ayhazkuman sltankum molika kab edkum nabta zneberkuma ktmlesu ekum. Lmenan+ resah nexela mkdann

  31. Aklilu mamie beraki says

    Suk belu lokamts

  32. Yo n says

    ኣየ ሰረቅትን ገፋዕቲ ንህዝብኹም ዝጨኮንኩም ሕጂ ከ ሕብኡኒ ምባል ጀሚርኩም ሰበ ስልጣን ኣይተ ጌታቸው ህዝብኻ ትሓልይ ሰብ መሲልካ ምቅራብካ እቲ ሕሱም ስርቅን ቅትለት ህዝቢ ትግራይ ከም ድላይካ ትገብረሉ እዋን ይውዳእ ኣሎ ጉዑዝያት ሰበ ስልጣን ሕውሓት ንህዝቢ ትግራይ ኣይትውኩሉን ኢኹም እቲ ዝሰረኩሞ ሃብቲ ንህዝቢ ትግራይ ይመለስ፤ ሕውሓት ድሕሪ ዘይኮንካ ኢልኩም ተጋፍዑ ትቀትሉ ትኣስሩ ኔርኩም ካብ ጭቆና ናብ ጭቆና ኣሳጊርኩሞ ካብ ህዝብኹም ጸርቁ ሰረቅቲ ናይ ውዱብ ገንዘብ ኣሎና ትብልዎ ናይ ህዝቢ ትግራይ እዩ ጸብጻብ ሂብኩም ሓደሽ ወሎዶታት ንህዝቦም ዝሓልዩን ዝግደሱ ህዝቦም እንታይ ከም ዝደለይ ዝሓቱ ኢና ንደልይ ይኣከል ብ ልሽዋት ሰበ ስልጣን ሃብቲ ትግራይ ምስራቅ ይኣከል፤ እዚ ኣብ ኩሉ ኢትዮ፤ ዝግፋዕ ዘሎ ብሰንክኹም እዩ፤ ፈሽፋሽ ሓሳዊት ቲቪ ትግራይ ልቢ ትግራይ ዘይትርእይ ንሒደይ ብልሽዋት ዝተመወለት ቲቪ ምኻንኩም ኢኹም ተርእዩ ዘለኹም፤ መዓስ እዩ እዚ ህርኩት ጻዕራም ጀግና ህዝቢ ትግራይ ንዑዑ ዝመርሕ መራሒ ክረክብ፤

  33. Yo n says

    ብህዝቢ ትግራይ እባ ተላጊጽኩምሉ ናጽነት ምእንቲ ህዝቡ ዝተሰወኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣተኹም ሰበ ስልጣን ንህዝበኹም ረሲዕኹም ናትኩም ጁባ ኽትመልኡ ጠለምቲ ሰረቅቲ ብልሽዋት ኢኹም፤ ዓረናይ ይሓይሽ ካብ እዚኦም ብዑልጋት ብልሽዋት ንርሶም ዝነብሩ እዮም ሰሰሪቆም ትግራይ መሕቢኢ ዓዲ ጀጋኑ እንበር ዓዲ ሰረቅቲ ብልሽዋት ዕላማ ዘይብሎም ብህዝቦም ዝሽቅጡ ኣይድልዩናን እዮም፤ ንህዝቦም እንታይ ጌሮም እዞም ስድታት ብልሽዋት ገነዘብ ኣብ ወጻኢ ኣኪቦም ንደቆምን ንዓሌቶም ጌሮም እዮም

  34. Yo n says

    ቅድሚ ኹነት ገዛኻ ምጽራይ ዶ ኣይሓይሽን፤ ናብ ካልእ ዘይምኻድ ገዛኻ ምርኣይ እኒ ብዓል መን እዮም መራሕትና ኢልካ ምር ኣይ ጽቡቅ እዩ፤ ናጽነት ምስ መጸ ህዝቢ ትግራይ ተሓጉሱ ኔሩ ብዙሕ ኣይጸንሓን ምፍናው ኢሉ ነቲ ዋጋ ዝኸፈለ ብዘይ ጠቅም ደርብዩዎ ነቲ ተጋዳላይ ነቶም ስንኩላን ቆላሕ ኢሎሞም ኣይፈለጡን ንህዝቦም ከኣ ዝገደደ ረሲዖሞ ምስ ኣምሓሩ ተማኪሮም ጁባ ናቶም ሃብቲ ብሃብቲ ኮይኖም ንስድራ ቤቶምን ነዕርኾም ሰሰሪቆም ኣሳጊሮሞ ናብ ደገ እሞ ኸ ከመዚኣቶም ሰባት ድዮም ንትግራይ ዝጠቅሙ ኣይፋልኩምን፤ ህዝቢ ትግራይ ናጽነት ዘደለዮ ከም ደላዩ ከዛረብ መሰሉ ተሓልዩሉ ክነብር ብዘይ ፍርሃት ክሰርሕ ክምሃር እንበር ነዞም ብልሽዋት ጠለመቲ ኣይኮነን ናይ ወድብ ፕሮጀት ኣሎና እናበሉ ናይ ህዝቢ ትግራይ ሃብቲ ሰረቁዎ ስለምንታይ ኢኹም ነቶም ሰረቅቲ ትጣበቁሎም ዘለኹም፣ ህጂውን እቲ ናይ ውደብ ሃብቲ ዝብሃል ናይ ህዝቢ ትግራይ ሃብቲ እንበር ናይ ሒደት ሰበ ስልጣን ኣይኮነን፤ ሃብቲ ናይ ትግራይ ይመለስ ኢልና ንዛረብ ጸብጻብ ይሃቡ ናይ ውድብና ኢሎም ዝተኣከበ ዝተሰረቀ ገነዘብ ክፈለጥ ኣለዎ

  35. ANDEGIORGIS BINIAM says

    እዞም ሓሳዳት ህዝቢ ትግራይ ሰላምኩም ክዘርጉ ዝሓስቡ ጠላማት ህዝቢ ትግራይ ብንቅሓት ክሓንቆም ኣለዎ ንትግራይ ጸላኢ ከጥቅዕ ኣይኽልን ትግራይ ማለት ጅግና ዝለዓለ ሓይሊ ዘለዎ ህዝብ እዩ ብረት ጥራሕ እያ ተክብረና ማዕዶ ኮኖም ክጸርፉ እምበር ፍትንፍት ዝገጥመና ሰብኣይ የለን

  36. Haftom Tewelde says

    ajokum nayna

  37. Massawa ERITREA says

    ኣብ ኣክሱም መስጊድ ስርሑሎም ። ደንደንቲ ፡።

  38. saba saba says

    ከመይ ዉዒልኩም ደቅ ዓደይ እንታይ ደኣ ኮይንኩም ክንናፍቀኩም ትገብሩና ዘለኩም።በጃኩም ጥፍ ጥፍእ ኣይትበሉ

  39. sele haile says

    Tigray kondaf agame nefahito lekbat 666

  40. sele haile says

    Kondaf kodarat hasawi lekbat lemani lekbat 666 weyane gehaf wedi hasad

  41. sele haile says

    Aye agame nefahito lekbat lemani kondaf hasawi hasad 666

  42. bini mayeno says

    ትግራይ ቆራፅ

  43. DhFire mareyam says

    ሰላምና ይብዛሕ ደቅ ሓላልመሬት ።ከመይአላትግራይና? ግን ለሚቅነ ዜና ኢትቪ ትግራይ ብስሩዕ አይመፅእንዘሎ።

  44. Zenebesh Neby says

    ከመይ ሓዲርኩም ደቂ ትግራይ መዓረይ ናይ ፍቅሪ ኣቦ ልኡል እግዛኣብሄር ሰላም ፍቅርን ይውርደልና ፀላእትና ብኢዶም እግሮም ይሓዘልና ፈጣሪ ህዝቢ ትግራይ ሰላም እዩ ዝደሊ እግዛኣብሄር ዘልኣለማዊ ሰላም ያውርደልና ኣሜን

  45. snit love says

    Welcome 🙌

  46. ድምጺ ሓፋሽ says

    ካብ ናይ ደገ ሓይልታት ኢልኩም ሸፊንኩሞ ካብ ትኸዱ ፕረዝደንት ኢሳያስ ዘይትብሉ ? ፈራሓት ።

  47. ኣነ እየ says

    ሰላም ፍቅር ኣንድነት ንትግራይ ህዝቢ ኣጀኹ ተጋሩ ኢድ ከይትህቡ

Leave A Reply

Your email address will not be published.